Для кого?
Це дослідження призначене для молодих біженців віком від 16 до 25 років, які розмовляють арабською, тигринья або українською мовами, які проживають у Нідерландах, з підвищеними психологічними скаргами та зниженим психосоціальним функціонуванням.
ንመን ይምልከት፧
እዚ መጽናዕቲ’ዚ ነቶም ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም ቋንቋ ትግርኛ፡ ዓረብ ወይ ቋንቋ ዩክሬይን ዝዛረቡን ኣብ ኔዘርላንድ ዝነብሩን ነኣሽቱ መንእሰያት ዝዳሎ ኮይኑ፡ ልዑል ዝኾነ ስነ-ኣእምሮኣዊ (psychische) ጥርዓናትን ትሑት ዝኾነ ማሕበረሰባዊ ንጥፈታት (psychosociaal functioneren) ንዘለዎም ዝተዳለወ እዩ።
:لمن هذا البحث
هذا البحث مخصص للاجئين الشباب الذين تتراوح أعمارهم بين 16 و 25 عامًا ، والذين يتحدثون بإحدى اللغات التالية العربية, التغرينية أو الأوكرانية ، والذين يعيشون في هولندا ، مع زيادة الشكاوى النفسية وانخفاض الأداء النفسي والاجتماعي.